ኣገልግሎታት ሞያዊ ምቱርጓምን ክልላዊ ምግባርን ኣብ ኢቲዮጲያ
- ምስ ዝመደብኩሞ ባጀትን ክፍጸመልኩም ትደልይዎ ገደብ ግዜን ዝዛመድ ዋጋ ሽዑ ንሽዑ ትረኽቡ
- ተኣማንነትን ልዑል ደረጃን ዘለዎ ሞያዊ ኣገልግሎት ትርጉም
- ብዛዕባ ሓፈሻዊ ገጽታ ተርጎምቲን ሞያዊ ተመኩሮታቶምን ቅድሚ ምምራጽኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ
- ቅድሚ ብኮንትራት ንዓና ስራሕ ምሃብኩም ናይ ዘይምቅላዕ ስምምዕ ምፍራም
ተወሳኺ ንባብ
ምሳና ብጥምረት ኣብ ትጉዓዙሉ ግዜ ዝተፈላለዩን ሓቀኛ ናይ ዋጋ ምንካይ ዕድላት ተጠቀሙ
ምዕባለታት ናይ ዝስርሓልኩም ዘሎ ስራሕ ትርጉም ናይ ምክትታል ዕድልንን፡ ዓቢ ፕሮጀክት እንተኾይኑ ድማ፡ መዓልታዊ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ሓበሬታ ንሕብን
ናይ ገንዘብ ተመላስነት ውሕስነት ሂብና፡ ግዜ እንተሕሊፍናን ናይ ጽሕፈት ስሕተት እንተፈጺምና ድማ ኣብ ልዕሌና ናይ ነብሰ-መቕጻዕቲ ስጉምቲ ነተግብር

ሓድ ሓደ ዝናዊ ካብ ዝኾኑ ዓማዊልና
















ውሃቢ ኣገልግሎት ትርጉምን ክልላዊ ምግባርን ቋንቋታት ኢትዮጲያን ምስራቕ ኣፍሪቃን
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም!
ብዝተውሃብኩሞ ናይ ትርጉም ኣገልግሎት ተበሳጪኹም ትፈልጡ ዶ? ተኣማንነት ዘለዎን ብሞያውያን ተርጎምቲ ዝውነንን፡ ነቲ ተቕርብዎ ትሕዝቶ ከም ትደልይዎ ዝሰርሓልኩም ኣገልግሎት ትርጉም ዝህብ ትካል የድልየኩም ድዩ? ኣብቲ ትደልይዎ ግዜ ነቲ ስራሕ ብዘይ ምቕባልኩም ተሰላቺኹም ትፈልጡ? ብድኹም እርማትን ቅጥዒ ምትሓዝን ሓሪቕኩም ትፈልጡ? እቲ ዝተረከብኩሞ ስራሕን ዝኸፈልኩሙሉን ዘይመጣጠን ኩይኑኩም ይፈልጥ? ማኪና ጠጠው መበሊ ትሽገሩ? ተርጎምቲ ወይ ወኪል ነቲ እትደልይዎ ስለ ዘይተረድኡ ቅር ኢልኩም ይፈልጥ?
ኣገልግሎት ትርጉምን ክልላዊ ምግባርን ኣብ ትደልዩሉ ግዜ ብዙሕ ጸገማትን ስክፍታታትን ክህልወኩም ይኽእል። ንሕና ነዞም ኩሎም ሕቶታትኩም ንቕበሎም ኢና። ብዕምቖት ካብ ሕሉፍ ተሞክሮታት ዓማዊል ክመጽእ ንዝኽእል ኩሉ ቅሬታ ብጥንቃቐ ብምጽናዕ እቲ ዝበለጸን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈን ፍታሕ ኣምጺናለና። ንሕና ንነዊሕ ዝጥምት ዝምድና ምሳኹም ክህልወና ኢና ንጽዕር። ንዝኾነ ተወሳኺ ዝርዝር ሓበሬታ ንምርካብ፡ እንተላይ መስርሕ ኣተረጓጉማና ንምፍላጥ ርኸቡና።
ምሳና ብጥምረት ዝሰርሑ




ርትዓዊ ዋጋታት
- ኣብ ቃላት ዝተመርኮሰ ግሉጽነት ዘለዎ ኣሰላልዓ ዋጋታት
- ዝተፈላለዩ ጥቕላላት ንወልቀሰባት፡ ሃገራዊ ትካል ግብረ ሰናያት፡ ትካላትን ኣህጉራዊ ውድባትን
- ተወሳኺ ክፍሊትን ይኹን ቅድመ ክፍሊት ኣይንሓትትን
- ን ሓደ ዓመት ዝጸንሕ ውሕስነት ምምላስ 100% ናይ ዝተፈጸመ ክፍሊት
- ኣባና ተፈላጥነት ንዘለዎም ዓማዊል ናይ ነዊሕ ግዜ ኣከፋፍላ ንገብር
- ዝተቐናጀየ API ን፡ ደረጃ መሐለዊ ከም ኣካሉ ኮይኑ ዝተሰርሐ ብቕዓት ንዘሰናኽሉ ዘወግዱ መሳርሒታት
- Computer Aided Translation tools (CAT tools) (ብኮምፑተር ዝተሓገዙ ናይ ትርጉም መሳሪሒታት)
- ኣባና ተፈላጥነት ንዘለዎም ዓማዊል ናይ ነዊሕ ግዜ ኣከፋፍላ ንገብር
ብቕዓት ምሕላው
ምስ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ዞና ግዜ ዝነጥፉ ልዕሊ 50 ዝተመስከረሎም ተርጎምቲና ሰንከል ከይበልና፡ ብዝሑ ብዘየገድስ፡ ነቲ ዘድልየኩም ክነሳኻዓልኩም ንኽእል ኢና
- ልዕሊ 100 ዝተመስከረሎም ሞያውያን ተርጎምቲ
- ልዕሊ 30 ቀንዲ ቋንቋታት ኤስያ፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጲያን ኤውሮፓን
- ደረጃ ስራሕ ከይኣጉደልና ብቕልጡፍ ነረክብ
- ኣብ ሰሙን ልዕሊ 50 ሽሕ ቃላት ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንትርጉም
- ኣባላትና፡ ተርጎምቲ፡ ኣረምቲ፡ ኣካየድቲ ፕሮጀክት፡ ናይ IT (ኣይቲ) ቴክኒሻናት፡ ግራፊክ ስኣልቲ-ቅዲ፡ ተቐበልቲ ኣጋይሽን ካልኦትን
ጽኑዕነትን ደረጃን እቲ ትረጉም
እቲ ዝተቐናጀየ API ን፡ ደረጃ መሐለዊ ከም ኣካሉ ኮይኑ ዝተሰርሐ፡ ብቕዓት ንዘሰናኽሉ ዘወግድ መሳርሒታትና ጽኑዕነትን ደረጃ ናይ ፕሮጀክትን የልዕል
- ዝተቐናጀየ API ን፡ ደረጃ መሐለዊ ከም ኣካሉ ኮይኑ ዝተሰርሐ፡ ብቕዓት ንዘሰናኽሉ ዘወግድ መሳርሒታት
- Computer Aided Translation (CAT tools) (ብኮምፑተር ዝተሓገዙ ናይ ትርጉም መሳሪሒታት) ጽኑዕነትን ደረጃን ናይ ፕሮጀክትታት የልዕሉ
- ናይ ትርጉም መኽዘንና ንነፍስ ወከፍ ፕርጀክትን ዓሚልን ብፍሉይ ዝተዳለወ እዩ
- መምርሒ ቅዲን ማሕደረቓላትን ዓሚል ተወሳኺ ወጻኢ ከይገበረ ነማዕብል
- ዓሚል ኣብ መስርሕ ምፍራይ ክሳተፍ ይኽእል
ንህቦ ኣገልግሎታት
ኣገልግሎት ክልላዊ ምግባር
ክልላዊ ምግባር (ብካልእ ኣጸዋውዓ l10n ይበሃል) ንፍርያት ወይ ድም ኣገልግሎት ንሓደ ፍሉይ ቦታ ከምዝሰማማዕ ጌርካ ትልውጠሉ መስርሕ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል። ዕላማ ክልላዊ ምግባር፡ ቋንቋ፡ ባህላዊ ተደላይነት፡ ወይ ቦታ ብዘየገድስ፡ ንዝድለይ ዘሎ ዕዳጋ ብትርኢት ይኹን ብዝህቦ ስምዒት ልክዕ ንዕዑ ተባሂሉ ከምተሰርሐ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ።
ኣገልግሎት ትርጉም
ትርጉም ክብሃል ከሎ፣ ሓሲብካ ትሰርሖ ስራሕ ኮይኑ፣ ብዕምቆት ቋንቋ ተረዲእካ ካብ ሓደ ናብ ካልእ ቋንቋ ብተዛማዲ መንገዲ ክትትርጉም ክለኻ ማለት እዩ። ትርጉም ዝብሃል ነቲ ትሕዝቶ ናይቲ ጽሑፍ ካብቲ መበገሲ ቋንቋ ናብቲ ትደልዮ ቋንቋ ክቕየር ከሎ ማለት እዩ። (Foster, 1958)
ተጨማሪ አገልግሎቶች
ኢትዮስታር ንድልየታትኩም ዘማልአ ዝተፈላለየ ኣገልግሎታት ሒዙልኩም ይቀርብ፥ ብዝርዝር ኣብ ቀጻሊ ገጽ ከፊትኩም ዝርዝር የንብቡ